Skip to main content

ናይ PCN መጽናዕቲ ኣፈናዊ ሕቶታት

Page 1
እዛ ሕቶtታት ዝሓዘ መዝገብ እዚ ብዛዕባ ኽንክን ጥዕና ቘልዑን ብዛዕባ እቲ ኣብ ክንክን ጥዕና ዘሎካ ተሳትፎን እትገልጽ እያ። በጃኻ ሒደት ደቓይቕ ወሲድካ ብዛዕባ እቲ ኣብ ማሕበረሰብካ ዘሎ ኣገልግሎት ኽንክን ጥዕና ዘሎካ ርእይቶ ግለጽ። እቲ እትህቦ መልሲ ኣብ ኣገልግሎትና ምምሕያሽ ንኺገብር ኣገዳሲ እዩ ። እቲ መዝገብ ሕቶታት ስሙ ስለ ዘይፍለጥ ብዛዕባ ብሕታዊ ዝርዝራት ዝገልጽ ሓበሬታ ኣብዚ መጽናዕቲ እዚ ኣይዝውተርን ወይ ኣይምዝገብን ኢዩ።<
ስለ ግዜኻ የመስግነካ።
*

ካብ ኣየነይቲ ማሕበር ኢኻ መጽናዕቲ እዚ ዝረኸብካ?

- Required.
*

ኣብ ቤትካ እንታይ ቋንቋ ኢኻ እትዝረብ?

- Required.
Progress bar
0%